ብዘይካ'ዚ፡ ኢትዮጵያ ኣንጻር ኤርትራ ተጻባኢ ጐስጓሳት ከተካይድ ምጽንሓ'ውን ኤርትራ ብወገና ከሲሳ'ላ። እቲ ንፈለማ እዋን ብወገን ኤርትራ ዝወጸ ተሪር ነቐፌታ ዝሓዘለ ቀጥታዊ ግብረመልሲ ንምትፍናን ...